ተዓፅዩ
ኣብ ልእልተ ልኡላን ጽርሐ አርያም ቅ/ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ልምዓት ኮሚቴ ኣብ ካቴድራሉ ቅፅሪ ብአንፈት ሰሜን ምዕራብ ንህዝበ ክርስቲያን ግልጋሎት ዝህብ ዓብዪ ዘመናዊ ሽንት ቤት (ሽቓቕ) ዝኸውን አለሚንየም መዓፁ ፤ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 18, 2017 12:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 18, 2017 1:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ