ተዓፅዩ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ