ተዓፅዩ
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፅኢት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 26, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 26, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ