ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ያማሃ ሞተር ሳይክል ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት kayno- KN200G1/2 ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኮብልስቶን ፀፀር-00 ክንዕድግ ስለንደሊ እዚ ድማ ካብ ክልተ ኣውላዕሎ ን እንደርታን ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዘጓዓዕዘ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 70000 7ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ፀፀር-00 5ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ግልጋሎት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 19, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ብጥሙር ባጀት ዝዕደጉ ናውቲ ትምህርቲ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ