ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና ኣቅሑት ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ ዉ/ኪነት ቢል ቦርድ ኣብ ከተማ መቀለ¸ንምትካል ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ