ተዓፅዩ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንዝክበር ዓለምለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ንተሳተፍቲ እቲ በዓል መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ እትሕዛ 5 ኣዉቶፕሳትን 16 ሰብ ትሕዝ 1 ሃይሩፍ መኪና ክካረ ይደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ