ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኮንፈርትን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 17/07/2012ዓም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ