Closed
ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፃዕዳ ቴትሮን መስፈይ ጋወን ንሓካይም ዝኸዉን ክንገዝእን ክነስፍን ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፃዕዳ ቴትሮን ንሓካይም ጋዉን ዝኸዉን በዓል 6000 ሽሕ ጣቃ 25፣ ስረን ሸሚዝን ዝዓይነቱ ጋቦን መስፈይን 01፣ ኖርማል ጋቦን መስፈይ 01 /
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ