Closed
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፍተርያ (ኣብ ልዕሊ 750 ካሬ ዝዓረፈ መናፈሻን ዝተሰርሐ ክፍሊን ዘለዎ)፡ መብራህቲ፣ ማይን ወናብርን ብነፃ ብምቕራብ፣ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኾነ ዋጋን ብፅሬትን ከቕርቡ ዝኸእሉ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ