ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንህንፃ መስርሒ ዝውዕል ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 18, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 18, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ