ተዓፅዩ
መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኤሌክትሮኒክስ ICT ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ናይ ሕተመት መሳርሒ፣ ሓፂን መፂን ፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ