ተዓፅዩ
ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሜቴ ጣብያ ሓየሎም ከተማ ሸራሮ ፁርይ ዝሰተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝደለየ ንኣገልግሎት እቲ ዘርገሐ ዘገልግሉ ካብ ሰደኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀከት ምዕራፍ ክልተ ዝረከቦ ሐገዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ