ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ከተማ ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ማለት እዉን G+3 ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ፍቃድ ንግዲ ዝለዎም ማሕበራት ማለት እዉን ዉልቀ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ