ተዓፅዩ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ቤት ዕይኡ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 14, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 14, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ