ተዓፅዩ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኤሲ ጠቅላላ ሰርቪስን ፅገናን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1%
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት