ተዓፅዩ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትዠደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ