ተዓፅዩ

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል ማተርያል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /በርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ 4 ሺሕ በዝሒ ዘለዎም ማንትራክ ጎማ 2 ሚኢቲ በዝሒ ዘለዎም ባትሪታት ማንትራክ ብቁፅሪ 2 መኢቲ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2012 8:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስዮ ትግራይ ናይ መኮና ስፔር ፓርት /ኣቅሑት/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 18, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ህንፀት መቐለ ን 2013 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታት ኣጎልግሎት ንምርካብ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ሎት1 ቦጥ መኪና ዝስተ ማይ ተምፅእ ሎት2 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ ሎት3 ዝተለዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ሎት 4 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ዉልቀ ጋራዥ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ብቅዓት መረጋገፅን ዘለዎም ሎት 5 ጀነሬተር ናይ ማይ ንምፅጋን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ንምርካብ ብሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት