ተዓፅዩ
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ን ኣብ መቐለ ዝርከብ ናይ መድሓኒት መሸጢ ቅርንጫፍ ዝዉዕል Inventory soft ware for IPOS/CASH REFISTOR MACHINE ንምትእትታዉ ብሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክተኣታቱ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ