ተዓፅዩ

ትካልና ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ንትካል ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት/01/፣ፅሕፈት መሳርሒ/02/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት/03/፣ሕትመት/04/፣ ቋሚ ኣቁሑት /05/፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት/06/፣መለዋወጢ ኣቁሑት/07/፣ደንቢ ክዳን /08/፣ዝተፈላለዩ ሸቀጣት/09/ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለኩም መቅረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን2024-10-08 ሰዓት ኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ስሚንቶ ቀዳማይ ደረጃ) ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ (SHS/RHS) ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት