ተዓፅዩ

ቤት ፍርዲ መቐለ ክ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ መቐለ ዝርከቡ ክልተ ቦታታት ብጨረታ ንክሽወጡ ወሲኑ ኣሎ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10 %
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዘገልግል ዝነበረ ዝተፈላለየ ሞልድ፣ፕሪካስትን ሚክሰርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለየ ክብደት ዘለዎም ሓፂነ መፂን ብኪሎግራም መዚኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት