ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ቤት ፅሕፈት (ፈርኒቸር)፡ሞተር ሳይክል፡ ሕትመትን፡ ስተሽነርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ