ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት : ፎቶ ኮፒ ማሽን: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ : ፕሮጀክትር :አቁሑት ቢሮን ሐለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒን ዝመሳሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ40.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት