ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክላት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ