ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.42 (0.21) | 162.03 (0.22) | |
| 186.92 (0.04) | 188.79 (0.04) | |
| 24 (0) | 24.1 (0.03) | |
| 10.04 (0.04) | 10.14 (0.04) | |
| 1.01 (0) | 1.02 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ነሓሰ 21, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ