ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋ ኢ ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልፂጨረታ ኣብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዘመናዊ ዳቨርሽን በዝሒ 1 : ቸክዳም ዳይበርሽን በዝሒ 1 : ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ መስተ ፅሩይ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት በዝሒ 18 ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቆላ ተምቤን