ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ፣ ናይ መኪና ፅገናን ናይ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12 /2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ወረዳና ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታእምባ ኣላጀ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ