ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤትይ ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣሉላን ኣብነትን 7ተ መስርሕን መሸጥን ስራሕቲ ፅገና ብደረጃ 8 ብርኪ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ12,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም ሎት ሓደ ቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ሎት ክልተ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤትይ ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣሉላን ኣብነትን ናይ ፅገና ሽቃቅ ስራሕቲ ብደረጃ 8 ብርኪ ደቀቅቲ ዉልቀ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ12,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.17)162.60 (0.17)
180.56 (-0.38)182.37 (-0.38)
24 (0)24.34 (0.05)
9.79 (0.01)9.89 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት