መተሐባበሪ ቢሮ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሎካዊት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ዓዲግራት ንዝተፈለለዩ ናይ ሕበረተሰብ ተጠቀምቲ እታወት ዝባፃሕ ምግቢ ንምጎዓዝ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት መጎዓዝያ ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳድር ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዋጋ መሰረት ብምግባር ዉዕሊ ብምእሳር ናብ ዞም ዝተጠቀሱ ቦታታትዝዉዕል ንምጎዕዓዝ ወይ ንምፅዓን ብምዉድዳር ግልጋሎት መጎዓዝያ ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መካይን ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

World Vision Ethiopia is looking for a potential of heavy vehicle transportation service provider ( with 200, 300 and 400 quintal ) to enter into LTA as per the detail on the RFP

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2016 5:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019