ከምዝፍለጥ ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ይደሊ። በዚ መሰረት ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ መማላለሲ ዘግልግላ ኣውቶብሳት ብግልፂ ጨረታ ክንካረ ስለዝደለና ክትወዳደሩ እትደልዩ ትራንስፖርት ኩባኒያታት መካረይትን አቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኩሓ