ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና ስራሕቲ መንገዲን ግልጋሎት ቨዝዉዕሉ ሐደ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናትን መኪናታትን ንክካረይ : ክልተ ኮንስተራክሽን ማተሪያል ንምዕዳግ : ሰለሰተ ደንቢ ልብስ ወይ እዉን ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ : ኣርባዕተ ኣቁሑት ፅሬትን ናይ ታኒካ ዕሹግ ፀባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ኣክሲዩን ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማሽን : ናይ ሰራሕተኛታት ጋዉን ኮምፕላሴንን ምስ ቆቢዑ : ንቢሮ ዝክዉን ዝተፈላለዩ መጋራጃ ታት: ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ዘለዎም ናይ መኪና ዘይቲ:ግሪስን ናይ ዓብይትን ኣናእሸተይን መኪና ጎማን አቦ ጀዲድን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 21, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ረይን ኮት (Rain coat) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 13, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2016 2:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019