Closed
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንአገልግሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕል ካብ ዩንአፈቢኤ ዝተረከበ ሐገዝ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ምድብ ሰለሰተ ኤሌክትሮኒክስ: ምድብ ኣርባዕተ ፍራንሽን መጋራጃን ጨርቁን ምስሓፂኑን ዝሐወሰ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ