Closed
ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 12, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታእንደርታ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ