Closed
ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታራያ ዓዘቦ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ