ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንኣባዱላ ሚኒባስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 12, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንላፕቶፕ ዝከውን መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019