ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ካይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ዝስርሕ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ፅገና ህንፃ ስራሕቲ AXCWmain/ km polytechnic 0117 ንምስራሕ ብደረጃ GC7 ን BC6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ400,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ሎትይ ሐደ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕተኛታት ጥቅሚ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.17)162.60 (0.17)
180.56 (-0.38)182.37 (-0.38)
24 (0)24.34 (0.05)
9.79 (0.01)9.89 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2019