ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተታሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 01 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ