ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን "ፋሲካ ኤክስፖ 2018 " ሰላም ንምትእስሳር ንግዲ ብዝብል ቴማ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 01 ሚያዝያ 2018 ዓ/ም ተሳተፍቲ ባዛር(Exhibitors) ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሸፊኖም ኣተኣላሊሾም ከቐርቡልና ዝኽእሉ መተሓባበርቲ ፕሮሞተራት(Promoters) ወይ መተኣላለሽቲ ተሳተፍቲ(Sales Agents) ኣወዳዲረን ክቖፅራ ይደልያ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት ናዉቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3%
ናይ ደኩመንት ዋጋ250.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንምግብነት ዝዉዕሉ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3%
ናይ ደኩመንት ዋጋ250.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ብናይ ደገ ሒሳብ ክኢላ ከሰርሕ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 8:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019