Closed
ጨረታ ምልክታ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣይቲ ኦኩፕመንትን ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሕት ,ሰርቨር ኣክሰሰሪ ,ሕትመት ,ዶዘር ክራይ , መኪና ክራይ , ሞተር ሳይክል ፅገናን ፈርኒቸርን ፅገናን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ