Closed
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2017 4:10 ቅ/ሰዓት
ቦታዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ