Closed
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ጨንፈር ዞባ ምብራቅ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ህንፃ ቤት ፅሕፈት በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ሓደ ግዜ ዝተሃደመን ኣብ ኣገልግሎት ዝወዓለ 2ተ ወለል ምውዳእ ናይ ዋርድያን ሓፁርን ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ