Closed
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ንግስተ ሳባ ዝስራሕ ናይ ምምሕዳር አፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8 GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ዳኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 21, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ