Closed
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ እግሪ ምትካል ክልል ትግራይ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፋይል ካብኔትን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፋይል ካብኔትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን 10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ-
ዝወፀሉ መዓልቲ