Closed
ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን: ኣቅሑት ቢሮ ማለት ዉን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2016 11:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ