ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 3ተ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ CRGE ንዳ/ዳ/ም/ሃፍቲ ወፃኢ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 13, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 3ተ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ጅፒ ዝተረከበ በጀት ምድብ 1 ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር፣ ላፕቶፕ ኢንተርኔት፣ ምድብ 2ንኣካል ጉድኣት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ጆስ ሶፍትዌር ፣ ቶኪንግ ዲክሽነሪ፣ ቶኪንግ ካልኩሌተር፣ ዲጅታል ቮይስ ሪከርደር፣ ኢንቮይስ ሶላር ኦዲዩ ፕለየር ፣ ፕረየር ራይተር ፓርኪንግ ሰን፣ ምድብ 3 ዲጅታል ካራ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝ/ዩ ግልጋሎት ዝውዕል ላፕቶፕ፣ ዴስክቶፕ፣ ፕሪተርን፣ ፎቶኮፒን፣ ብጨረታ ኣወዳዲራ ክዕድግ ትደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019