Closed
ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011 ዓ/ም ካብ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ /ትእምት/ ዝተረከበ ሓገዝ ባጀት ንኣይሲቲ /ICT/ መምሃሪ ዝውዕል DESKTOP COMPUTER ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ