ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ካብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣናእሸተይ ኣቅሑት ኣቅሑት ፅሬት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 156.76 (-0.71) | 158.32 (-0.73) | |
| 183.45 (-0.74) | 185.28 (-0.76) | |
| 23 (0) | 23.16 (-0.11) | |
| 9.45 (-0.06) | 9.55 (-0.05) | |
| 0.98 (-0.01) | 0.99 (-0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።