ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ኣብ 2018 ዓም ዘገልገሉ ንብረታት አጫረቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት ኣቅሑት 20000 : ፕሪንተር : ኮምፒተር ኣቅሑት 15000: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000: ኣቅሐት ኤሌክትሪክ 10000: ንኣቅሑት ፅሬት 5000 : ናይ መኪና ጎማ 20000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከተምኡዝርገሐ ዝዉዕሉ ናይ ማይ ኣቅሑት ወይድማ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2018 4:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላላየ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ንቤት ፅሕፈት ፀጥታን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሐደ ጋቢና ፒካፕ በዝሒ ክልተ መኪና በዘይ ሽፊር ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደደ መሰረተ ልማዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ትራፊክ መብራህቲ ብደረጃ ሓሙሸተን ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ኦፍላ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ መደበኛ በጀት ብጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባኒ አክሰሰሪ/ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዕድጊት ትፍፅም ሰለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/