ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝስርሑ 6' ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለ ዝደለና ነዚ ረቃሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ጨረታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ስደታት ፅዕንቶ ምንካይ ምላሽ ዉሃቢ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት RDIP 2 ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳና እትርከብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ህንፀት ሐድሽ ዝርገሐ መስማር ማይ ህንፀት ሐድሽ ዋና ማይ መዋህለሊ ገንኢን ፓምፕ ካባቢ ድማ ዝራያ ሓፁር ምሕፃር ህንፀት ሐድሽ መዓደሊ ነቁጣ ማይን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፅገና ማለት እዉን ፅገና ዝነበረ መዋህለሊ ማይ ገንኢ ፅገና ናይ ዋርዲያ መሕደሪ ገዛን ፅገናን ማዐደሊ ማይ ናቁጣታትን ሶላር ሲስተምን ዝረገሐን ተከላን ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተጫረቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ዝተፋላላያ ወረዳታት ዝውዕል ሳብመረሰብል ፓምፕታት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡን ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 3ን ልዕሉኡ ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 9, 2017 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ በጀት ኣብ ጣብያታት መስልሕን ኩሉ ፈርሓን ብማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ 8 ሓባር ዒላ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕቃባ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልማት ክይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንስራሕ ሓባር ዒላ ምንዋሓ ካናል መስኖ አገልግሎት ዝዉዕል አብ ናይ ማይ ተንከፈ ዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት መዘጃጋ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣሰብ ዕደጋ ሓሙስ ስራሕቲ ምልእላይ ዉሕጅ ካብ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ብ RC ወይድማ GC ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 800,480.12
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሰንደዳ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ዝረገሐ ስራሕቲ መስተ ማይ ዋተር ሳፕላይ ሲስተም ኮንስተራክሽን ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/