ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከምኡ ድማ ናይ ሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ሰርቪስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዉዕሊ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስድራ ስዉኣት ኮንፈረስ ዑደት ስለዘሎ ሓደ ደረጅኡ ዝሓለወን ምቹዉ ባስ ክካረይ ስለዝደለየ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ንዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 12፡00 ንጉሆ ክርከቡ ዝክእል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣጎልግሎት የሚዉል ደረጃዉን የጠበቀ የ 2004 ሞዴል በላይ የሆነ 13 ቶን የሚጭን ሚኒባስ መኪና 25 ሰዉ የሚጭን ባስ ኢንዲሁም ዳብል ገብና 5L መኪና በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ተካርዩ 95 ሰባት ካብ ከተማ መቀለ ናብ ደብረ ማርቆስ ኣብፂሕኻ ንምምላስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትምህርቲን ትሬይንግ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሎቤድ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስድራ ስዉኣት ኮንፈረስ ዑደት ስለዘሎ ሓደ ደረጅኡ ዝሓለወን ምቹዉ ባስ ክካረይ ስለዝደለየ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ንዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 12፡00 ንጉሆ ክርከቡ ዝክእል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክቶሬት ዳይሬክተሬት ልምዓት ሓለዋን ኣጠቃቅማን ደንን ናይ ሎቬድ ዓይነታ መኪና በዝሒ 3ተ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 08:32 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ 10 ሃይለኩስ የ 2010 ሞዴልና ከዛ በላይ እና ኤሲ ያለቸዉን መኪና መከራየት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንበዓል ለካቲት 11 ምክኒያት ብምግባር 60 ሰብ ዝሕዛ መኪና ኣዉቶብስን ናብ ዝተፈላዩ ትግራይ ቦታታትት ዑደት ንምግባር ሎቤድን ድማ ኣብ መቀለ ድማ ኣብ መቀለ ምርኢት ኤግዝቢሽን ንምጥቃምን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ንምርካብ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/