1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ
3 መኸበሪ ጨረታ ን ስፖንጅ ፍርናሽ 30000 ቅርሺ ንካልኦት ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮዉን ይግባእ
4 ጨረታ 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ
7 ናይ ክራይ መካይን 1 ንፊልድ እተገልግል ላንድ ክሮዘር 6ተ ሰብን ልዕሊኡን እትፅዕን በዝሒ 1 ፣ ኣይሱዙ ኤፍ ኤስ ኣር ንፅዕነት ዘገልግላ በዝሒ 6ተ ፣ four WD ሃይለኩስ ፒክ ኣፕ በዝሒ 7ተ
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15